Librería Samer Atenea
Librería Aciertas (Toledo)
Kálamo Books
Librería Perelló (Valencia)
Librería Elías (Asturias)
Donde los libros
Librería Kolima (Madrid)
Librería Proteo (Málaga)
እዚ መጽሓፍ እዚ ብቐንዱ ንኣብ ውሽጥን ወጻእን ዝርከቡህጻናት ኤርትራ፡ ብመንገዲ ጽውጽዋያት እናዘናግዐ ኣእምሮህጻናት ንምስፋሕን ናይ ምንባብ ዓቕሞም ኣብ ምድንፋዕንክሕግዝ ተባሂሉ ኢዩ ተዳልዩ።ሽሕኳ ዝበዝሕ ካብ ትሕዝቶ ናይ እዞም ጽውጽዋያትግሪኻዊ መበቆል እንተሃለዎም፡ ብልዑል ፈጠራ ደራሲ ምስያታዊ ጽውጽዋያት ኤርትራ ብምውሳብ ኤርትራዊ መንነትሒዞም ከምዝቐርቡ ተጌሩ ኣሎ።ቀንዲ ብልጫ ናይ እዚ መጽሓፍ፡ እቲ ጽሑፍ ንህጻናትከም ምዃኑ መጠን፡ ኣብ ህጻናት ጥራይ ተደሪቱ ዝተርፍዘይኮነ፡ ወለዲ ንደቆም ባዕሎም እናኣንበቡ ከዘናግዕሉንክምህሩሉን ስለዝኽእሉ ኢዩ።ሰረት ኩሉ ምዕባለ ንባብ ኢዩ። ስለዝኾነ ደቅና ናይንባብ ልምዲ ንከጥርዩ፡ ክንጽዕተሎምን ባይታ ከነጣጥሓሎምንሓላፍነትና ኢዩ።