LIBROS DEL AUTOR: kiflom michael

1 resultados para LIBROS DEL AUTOR: kiflom michael

  • ጽውጽዋይ ንህጻናት
    Kiflom Michael / TBD
    እዚ መጽሓፍ እዚ ብቐንዱ ንኣብ ውሽጥን ወጻእን ዝርከቡህጻናት ኤርትራ፡ ብመንገዲ ጽውጽዋያት እናዘናግዐ ኣእምሮህጻናት ንምስፋሕን ናይ ምንባብ ዓቕሞም ኣብ ምድንፋዕንክሕግዝ ተባሂሉ ኢዩ ተዳልዩ።ሽሕኳ ዝበዝሕ ካብ ትሕዝቶ ናይ እዞም ጽውጽዋያትግሪኻዊ መበቆል እንተሃለዎም፡ ብልዑል ፈጠራ ደራሲ ምስያታዊ ጽውጽዋያት ኤርትራ ብምውሳብ ኤርትራዊ መንነትሒዞም ከምዝቐርቡ ተጌሩ ኣሎ።ቀንዲ ብልጫ ናይ እዚ መጽሓፍ፡ እቲ ጽሑፍ ንህጻናትከም ምዃኑ መጠን፡ ኣብ ህጻናት ጥራይ ተደሪቱ ዝተርፍዘይኮነ፡ ወለዲ ንደቆም ባዕሎም እናኣንበቡ ከዘናግዕሉንክምህሩሉን ስለዝኽእሉ ኢዩ።ሰረት ኩሉ ምዕባለ ንባብ ኢዩ። ስለዝኾነ ደቅና...
    Disponible

    19,97 €