Librería Samer Atenea
Kálamo Books
Librería Elías (Asturias)
Librería Kolima (Madrid)
Librería Proteo (Málaga)
እዚ መጽሓፍ ንተዛረብቲ ቋንቋ ትግርኛ ዝተዳለወ ኮይኑ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ጊታር ንክትጻወቱ ዘኽእል እዩ። ብስእላዊ መምሃሪ ሓገዝ ተደጊፉ ብቀሊልን ንጹርን ኣቐራርባ ተጻሒፉ ኣሎ። ኣብ መወዳእታ ምዕራፍ እዚ መጽሓፍ ከኣ ብቀሊሉ ክትጻወትዎ ትኽእሉ ደርፍታት ትግርኛ ምስ ኮርዱ ተዳልዩልኩም ኣሎ። ሰናይ ናይ ልምምድ ግዜ ይኹነልኩም!'