እምነት ኣብ ማእከል ወለዶ

እምነት ኣብ ማእከል ወለዶ

Temesgen Tarefe

23,46 €
IVA incluido
Disponible
Editorial:
Lulu Press
Año de edición:
2025
ISBN:
9798993659824
23,46 €
IVA incluido
Disponible

Selecciona una librería:

  • Librería Samer Atenea
  • Kálamo Books
  • Librería Elías (Asturias)
  • Librería Kolima (Madrid)
  • Librería Proteo (Málaga)

እምነት ኣብ ማእከል ወለዶ መንፈሳዊ መጽሓፍ ዘፍጥረት ምስ ስድራቤትኩም ኮይኩም መንፈሳዊ ጉዕዞኹም ፈልሙ:: ካብቲ ድንቂ መጀመርታ ፍጥረት ኣማላኽ ጀሚሩ፡ ክሳብ እቲ መስተንክር ታሪኽ ዮሴፍ ዝትንትን: ብሕቶታት ዝተሰነየ መዛረቢ ኣርእስቲን ጾሎትን ዘማለአ: ብዝሓሸን ብዝቀለለን መንገዲ ንመላእ ስድራቤትኩም ይጠቅም ኢዩ ተባሂሉ ቀሪቡ ኣሎ። ካብተን ቀዳሞት ገጻት ዘፍጥረት ጀሚሩ፡ እምነት ንኣምላኽ ምስ ደቂ ሰባት ተራኽብ መስመር ህይወት እያ። ኖህ ብሓጢኣት ኣብ ዝተዋሕጠት ዓለም ምስ ኣምላኽ ብተኣማንነት ተመላለሰ፡ እዚ ድማ ናይ ሓደ ሰብ ተኣዛዝነት ንሓደ ምልኡ ወለዶ ከም ዘድሕን ኣመስከረ። ኣብርሃም ነቲ ዘይርአ ተስፋ ተኸቲሉ፡ ቤቱን ምቾቱን ሓዲጉ ወጸ፡ ብእምነቱን ርእሱ ብምውፋዩን ኣቦ ህዝብታት ኰነ። ይስሃቅ በረኸት ኣቦኡ ዝወረሰ ብጻዕሩ ዘይኰነስ፡ ብሰላም፡ ብጸሎትን ብጽኑዕ እምነትን እዩ። ያእቆብ፡ ሽሕ እኳ ነውሪ ዘለዎን ዝቘሰለን እንተ ነበረ፡ ክሳዕ ዝልወጥ ምስ ኣምላኽ ተቃለሰ፡ ድኻሙ ኣምልኾ ኰነ፡ ቃልሱ ድማ ርእስኻ ምሃብ ኰነ። ዮሴፍ’ውን ጥልመትን ባርነትን መከራን ተጻዊሩ፡ ነቲ ልዕሊ ኹሉ ዝዀነ መግለጺ እምነት ኣርኣየ፡ ንሱ ድማ ይቕሬታ እዩ። ዮሴፍ ንኣሕዋቱ ይቕረ ብምባሉ፡ ነቲ ናይ ምሕረት ልቢ ኣምላኽ ኣንጸባረቐ፡ ንስድራ ቤቱ እንደገና ኣቘሞም፡ በቶም ወለዶታት ኣቢሉ ድማ ነቲ ናይ ምድሓን ተስፋ ፈጸሞ።ነፍሲ ወከፍ ካብዞም ኣቦታት እዚኣቶም ከም ዘዘኻኽሩና፡ እምነት፡ ተኣዛዝነት፡ ጽንዓትን ይቕሬታን ናይ ሓደ እዋን ፍጻመታት ዘይኰነስ፡ ህያዋን ርስትታት፡ ተታሒዞም ዝመሓላለፉ ፋናታት እዮም። ነዛ ዓለም ብብርሃን ዝጀመራ ኣምላኽ፡ ህዝቡ ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ በቲ ብርሃን እቲ ክመላለሱ ሕጂ’ውን ይደሊ እዩ።ካብ ኣዳም ክሳዕ ኖህ፡ ካብ ኣብርሃም ክሳዕ ያእቆብ፡ እቲ ናይ እምነት፡ ተኣዛዝነትን ምስ ኣምላኽ ናይ ምንባርን ቅዱስ ርስቲ፡ ታሪኹ ብህይወት ምግላጽ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ንወለዶ እውን እተመሓላለፈ እዩ። ነፍሲ ወከፍ ናይ እምነት ተግባር፡ እቲ ዝቕጽል ወለዶ ክዓብየሉ ዝኽእል ዘርኢ ዘሪኡ እዩ። ንሕና ብእምነት፡ ብትሕትናን ብጽድቅን ክንነብር ከሎና፡ ነቶም ድሕሬና ዝመጹ መተሓላለፍቲ በረኸት ንኸውን። ደቅናን ደቂ ደቅናን ቃላትና ጥራይ ዘይኰነስ፡ እቲ ምስ ኣምላኽ ዘሎና ኣካይዳ እውን ክወርሱ እዮም።እምበኣር፡ ኣምላኽ ኣልፋን ኦሜጋን፡ መጀመርታን መወዳእታን ናይ ኩሉ ነገር ምዃኑ እትምስክር ህይወት ንንበር። እምነትና፡ ተኣዛዝነትናን ንኣምላኽ ዝመስል ህይወትናን ነቲ መጻኢ ዝቐርጽን ነቶም ዝመጹ ወለዶታት ዝልውጥን ምስክር ኰይኑ ይቁም። ኣምላኽ ናይ ሀይወትና መጀመርታ ምስ ዝኸውን፡ ንሱ እቲ ክቡር መወዳእታ ድማ ክኸውን እዩ’ሞ፡ ብእኡ ኣቢሉ ድማ እቲ ናይ እምነት ብርሃን ካብ ሓደ ወለዶ ናብቲ ዝቕጽል ፈጺሙ ኣይክጠፍእን እዩ። አ

Artículos relacionados

  • Poetry Is Our Ministry to Touch the Heart
    Anelda Lukesia Ballard / Jean Anelda Scott
    Poetry is Our Ministry to Touch the Heart, was birthed when Anelda L. Ballard became ill. God spoke to her in a dream and said 'pick up a pen and write' by being obedient this book was written through the Holy Spirit. Anelda and her mother Jean A. Scott believes that God’s wants to heal a hurting heart. This book will inspire you and encourage you to never give up hope. Jesu...
    Disponible

    11,12 €

  • I soldati lunghi
    Pierluigi Romeo di Colloredo Mels
    Il 24 maggio 1915 il Regno d’Italia entrò nella Grande Guerra, che si sarebbe dimostrata il momento più alto e tragico della sua storia, a poco più di cinquant’anni dalla sua unificazione.In quella lotta tremenda durata quattro anni, la Brigata Granatieri di Sardegna , con i suoi due valorosi Reggimenti, i più antichi del Regio Esercito scrisse, nel grande quadro della guerra d...
    Disponible

    32,59 €

  • Five Beneath Philly
    Susan Bandy / Tom Richmond
    Allen Williams plans to make something of his life and escape South Philly and the work at Cross Brothers’ Meat Packing Plant. He prepares himself with excellent grades and an upcoming full-ride scholarship to climb out of South Philly forever. Then fate changes his whole world. An only son in a family of six, Allen suddenly finds himself responsible for his mother, grandmother...
    Disponible

    18,28 €

  • Forms
    Sharon Welch
    I am an award-winning artist and my works hang in private residences, community hospitals, businesses, and restaurants across the US and also abroad.  I live in Pierre, South Dakota. Since 2008 I have owned Sharon Welch Gallery and Studio where I paint and teach classes.  My theory is have fun, remove the fear of failure, experiment and let the child inside of you play.Very oft...
  • Ricordi di una ausiliaria
    Andrea Lombardi / Raffaella Duelli
    Le memorie di Raffaella Duelli, Volontaria nel Battaglione Barbarigo della Decima Flottiglia Mas iniziano con la partenza del Barbarigo da Roma, narrando la lunga marcia del reparto verso il nord, sotto il mitragliamento degli aerei Alleati. Quindi, è descritta vividamente l'ultima battaglia del Barbarigo sul Fronte Sud, dal Senio a Comacchio: gli appunti di Raffaella, giov...
    Disponible

    28,08 €

  • Why Didn’t You Ask?
    Panya Dixon
    From an early occurrence in her childhood to a perilous thirteen-year relationship, Panya Dixon too often suffered from various forms of physical, emotional, and sexual abuse. Conflicted between love and the pain her loved ones brought on her, she consistently had to fight for her life and her will to move on. Why Didn’t You Ask? is an expression of Panya’s truth—her trials, pa...
    Disponible

    20,35 €

Otros libros del autor

  • እምነት በትውልዶች መካከል
    Temesgen Tarefe
    እምነት በትውልዶች መካከል መጽሐፍ ውስጥ ቤተሰብዎን ይዘው መንፈሳዊ ጉዞ ያድርጉ፤ ከፍጥረት ውበት ጀምሮ እስከ ዮሴፍ ጠንካራ ታሪክ ድረስ፣ ይህ የጥሞና መጽሐፍ ለመላው ቤተሰብ በቀላል አቀራረብ፣ የመወያያ ጥያቄዎችና ጸሎቶችን አካቶ የኦሪት ዘፍጥረትን መጽሐፍ ህያው ያደርገዋል። በክፍል አንድ እግዚአብሔርን እንደ ፈጣሪ ያግኙታል፤ የሰው ልጅ ከወደቀ በኋላም እንኳ የገባውን የተስፋ ቃል ይመለከታሉ። በክፍል ሁለት የአብርሃምን የእምነት እርምጃዎች ይከተላል፤ ይህም የእግዚአብሔርን ጥሪ ማመን ምን ማለት እንደሆነ ያስተምረናል። በክፍል ሶስት የይስሐቅን፣ የያዕቆብንና የዔሳውን ታሪክ ይዳስሳል ይህም የእግዚ...
    Disponible

    23,41 €