Librería Samer Atenea
Kálamo Books
Librería Elías (Asturias)
Librería Kolima (Madrid)
Librería Proteo (Málaga)
ሕጂ ግን ምስ መን’የ ክምርዖ! ምስ ከማይ ዓንዲራ ዝወደአት’ዶ ወላስ ኣንጻር ናተይ ባህሪ ዘለዋ ጓል! ግን እታ ሕጂ ነዓይ እትምርዖ ንሕሉፈይን ሕማቅ ባህረይን ከምዘላታ ተቀቢላ፡ ሓቀኛ ፍቅሪ ሓቀኛ ምንባር እተስተማቅረኒ ጓል ሄዋን ክትከውን ኣለዋ፡፡ ንሕማቅ መንገደይ ተማሂረሉ እምበር ኣየጣዕሰንን’ዩ፡ መኽንያቱ ብሕጂ ዘለኒ ግዜን ዕድልይ ይበዝሕ...