Librería Samer Atenea
Librería Aciertas (Toledo)
Kálamo Books
Librería Perelló (Valencia)
Librería Elías (Asturias)
Donde los libros
Librería Kolima (Madrid)
Librería Proteo (Málaga)
ወርሒ ነሓሰ እዩ። ንጉሖ። ኣብ ድሙቕ ወጋሕታ ርግኣት ካብ ድቃሳ ተበራበረት። መዓልቲ ኣሸንዳ ምዃኑ ፈሊጣ ድማ ልባ ብታሕጓስክትነጥር በለት። ካብ ልክዕ ንላዕሊ ተሃንጠወት።ምስ ዓባይ ሓፍታ ሊድያ ብምዃን ጣዕሚ በዓል ኣሸንዳ ሎማዓንቲ ክተስተማቕሮ እያ። ብቐረባ ርሑቕ ደርፊ ኣሸንዳ ይስማዕ ኣሎ።ምስ ዓባይ ሓፍታ ሊድያ ብምዃን ጣዕሚ በዓል ኣሸንዳ ሎማዓንቲ ክተስተማቕሮ እያ። ብቐረባ ርሑቕ ደርፊ ኣሸንዳ ይስማዕ ኣሎ።'ኣሸንዳ . . .ኣሸንዳኣሸንዳ ውየኣሸንዳኣይ ቖልዓን ድየ?ኣሸንዳክፃወት እየ. . .'ቖልዓ ኣሸንዳ’ ብዶ/ር ማጊ ታረቀ ዝተፅሓፈት ኣብ መንነት ስድራን ባህልን ተመስሪታ ተስፋን ሓጎስን ዝተስንቕመሳጢት ዛንታ እያ። ናይ እዛ ናይ ቖልኡ መጽሓፍ ደራሲት ዶ/ር ማዕርግ ታረቀ ትበሃል። ’ማጊ’ ብዝብል ሽምውን ትፍለጥ። ኣብ ከተማ ዓድዋ እያ ተወሊዳዓብያ። ኣብ ዝዓበየትሉ ማሕበረሰብ፣ ጥንካረን ትብዓትን ኣደታትን ኣዋልድን እናረኣየት እያ ዓብያ። ኣብዝ ሕዚ እዋን ኣብ ኣሜሪካፋርማሲስት (PharmD) እያ። ጎናጎኒ’ውን፣ ሞዴል ኾይና ትሰርሕ። ብዜካ እዚ እውን ኣብ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት ማሕበረ ሰብን፣ ኣብትካላት ንግዲ’ውን ትነጥፍ እያ። ብ1922 ዓ. ም. ኤ. ኣብ ሱዳን ናብ ዝርከብ መዕቖቢ ስደተኛታት ክትሕግዝ ኣብዝኸደትሉ እዋን ፤ናይተን ስደተኛታት ኣዋልድ መንፈስ ጥንካረን ትብዓትን ክትዕዘብ ከኣለት። ኣዝያ`ውን ተደነቐት። ብምኽንያት እዚውን ነዛ ሓፃር ዛንታ’ቆልዓ ኣሸንዳ’ ናይ ቖልዑ መፅሓፍ ክትጽሕፍ’ውን ኣለዓዒልዋ ነዛ መሳጢት ዛንታ ክትፅሕፍ ኪኢላ።