Librería Samer Atenea
Kálamo Books
Librería Elías (Asturias)
Librería Kolima (Madrid)
Librería Proteo (Málaga)
እዙ መፅሓፌ ካብ ምፅሓፈ ክሳብ ምፅፊፈ ነዊሕ ግዛ ወሲደ ጥራይ እንተይኯነ ብዘሓትሰባት እውን ኣሳቲፈ እዩ። ቅዴሚ ኰናት ብርሰት ትግራይ ተጀሚሩ ብሰንኪ ወዴዒዊምኽንያታት ተወዙፈ ዜሓዯረ ስራሕ ብም.ኑ ኣብኡ እንተል ካብ ቫይረስ ኮረናንምክሌኻሌ ከም መውዏሉ ገዚ እውን ኣገሌጊለ ነይሩ። ኣብቲ እዋን ከም ዴሊይካ ምስሰባት ብምርኻብ ኣገዲሲ ሓበሬታ ምእካብ፣ ከምኡ እውን ናብ ዜምሌከቶም ቢሮታትንትካሊትን ብምንቅስቓስ ግቡእ መረዲእታ ምርካብ ኣፀጋሚ ምንባሩ ይዜከር። ይዅንእንበር፣ ዒርሰ-ተበግሶ ፀሓፊይ ከም.ሇዎ ኮይኑ ኣበርክቶ ዜተፇሊሇዩ ግደሳት ወገናት ኣዜዩዜነኣዴ ነይሩ።