LIBROS DEL AUTOR: tesfay keleta

1 resultados para LIBROS DEL AUTOR: tesfay keleta

  • ስነ-ኣገባብ ምርምርን ኣገደስቲ መጽናዕትታትን
    TESFAY KELETA
    ምርምር መሰረት ምዕባለ እዩ ምባል፡ ሓደ ፍሉጥ ሓቂ ምድጋም ጥራይ እዩ። ኣብ’ዚ ዘሎናዮ መበል 21 ዘመን፡ ምዕባለ ሃገራትን ሕብረተሰባትን፡ ሰረት ኣንቢሩ ብዘማዕብሎ ሰራሪ ናይ ምርምር ዓቕምን ትካላትን፡ ብዘረጋግጾ ምልከት ስነፍልጠት፡ ብዘፍርዮ ቀጻሊ ፍልጠትን ተክኖሎጂን እዩ ዝልካዕ። ናይ ስነፍልጠታዊ ምርምር ዓቕምን ብቕዓትን ትካላትን ከየማዕበለ ዝሰልጠነ ሕብረተሰብ ስለ ዘየለ ከኣ፡ ንሃገራት፡ ሕቶ ምርምርን ምፍራይ ፍልጠትን፡ ንልምዓተንን ውድቐተንን ዝውስን ናይ ሞትን ሕየትን ሕቶ ኮይኑ ኣሎ። ኣብ ኤርትራ ጕዳይ ምርምርን ምፍራይ ፍልጠትን መሰረታውነቱ እንግንዞቦን ዘይነወንዝፎን ውሳኒ ሕቶ ምዃኑ...
    Disponible

    30,15 €