LIBROS DEL AUTOR: solomon berhe

3 resultados para LIBROS DEL AUTOR: solomon berhe

  • ዘይተነግረ ገድሊ Zeytenegre Gedli
    Solomon Berhe
    ትረኻታት ሓርነታዊ ቃልሲ ኤርትራ፡ ዝበዝሕ ናብ ፖለቲካውን ወተሃደራውን መዳያት ዘድሃበ እዩ። በዚ ምኽንያት፡ ህዝባዊ ግንባር፡ ብመትከል ርእሰ ምርኰሳ፡ ኣብ ሳሕል ዝመስረቶ ደጀን፡ ነቲ ቃልሲ ኣብ ምዕዋት ዝነበሮ ዓቢ ግደ ዛጊት ከምቲ ዝድለ ኣይተተረኸሉን። 'ዘይተነግረ ገድሊ'፡ ንሓደ ክፋል ካብ ዕማማት ደጀን፡ ማለት ንጥፈታት ክፍሊ ማሕበራዊ ጉዳያት እትትርኽ ቀዳመይቲ ቅጺ ናይ ተኸታታሊ መጻሕፍቲ 'ተመኩሮ ክፍልታት ሰውራዊ ደጀን ሳሕል' እያ።ኲናት ዘኸትሎ ማሕበራዊ ሽግራት ማእለያ የብሉን። ቁጠባውን ማሕበራውን ድሕረት ኣብ ዘለዎ ሕብረተሰብ ብፍላይ እቲ ጾር ኣመና ከቢድ’ዩ። ክፍሊ ማሕበራዊ ጉዳያት...
    Disponible

    37,80 €

  • Warsay
    Mihretab Kidane / Solomon Berhe
    ‘Warsay’ volume 10 of the stories of war accounts published by Hdri Publishers, includes stories that the National Service and Sawa - as a military training center and home of vocational schools - played in shaping and changing the attitude of the Eritrean youth from different parts of the country and the role they played in nation building and safeguarding the national soverei...
    Disponible

    40,71 €

  • Mekete
    Efrem Habtetsion / Solomon Berhe / Yosief Hailemariam
    ኣሕተምቲ ሕድሪ፡ ነቲ ካብ ግንቦት 1998 ክሳዕ ሰነ 2000፡ ናጻ ኤርትራ ገና እግራ ከይደልደለ፡ ብረዚን መስዋእቲ ዘረጋገጸቶ ሃገራዊ ልኡላውነት ትርጉም ኣልቦ ንምግባር ዝተፈተነ ሰለስተ ገዚፍ ወራራት ስርዓት ወያነን ነዚ ወራራት’ዚ ኣብ ምፍሻል ደጊሙ ዝተመስከረ ጅግንነታዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራን ሓይልታት ምክልኻሉን ንምንጽብራቕ፡ እዛ “መኸተ፡ ካልኣይ ገድሊ ንምክልኻል ሃገር” ዘርእስታ ታሽዐይቲ ቅጺ “ዛንታታት ተመኲሮ ገድሊ” ናብ ኣንበብቲ ይዝርግሕ ኣሎ።  ታሪኽ ወራር ወያነ ብግዜ ሓጺር ይዅን እምበር፡ ብዙሕን ዝተሓላለኸን ፖለቲካዊ፡ ዲፕሎማሲያዊን ወተሃደራዊን ፍጻመታት ዝሓቘፈ እዩ። ብስነመጐት...
    Disponible

    40,79 €