LIBROS DEL AUTOR: shalom ministries

1 resultados para LIBROS DEL AUTOR: shalom ministries

shalom ministries Eliminar filtro Quitar filtros
  • ዕዉት ህይወት
    Shalom Ministries
    ዕዉት ህይወት፡ እንታይ ምዃኑ ትፈልጥዶ፧ ዓወት ክትረክብ ኢልካ ኣዚኻ እኳ እንተ ጸዓርካ ግናኸ እንተ ወዲቕካ፡ ከም’ዚ ኢልካ ብዓውታ ትጭድር ትኸውን፡ 'ይዋእ ኣነ ምግዱር ሰብ፡ ካብዚ ናይ ሞት ስጋስ መን ኮን ኬድሕነኒ እዩ፧' (ሮሜ7:24)። ምድሓን፡ ኣብ ጥቓኻ ከም ዘሎ ርግጽ ግበር: 'ንኣምላኽ ብጎይታና የሱስ ክርስቶስ ስብሓት ይኹኖ' (ሮሜ7:25)። ዕዉት ህይወት፡ እትበጽሖ ዘይኮነ እትወሃቦ እዩ። ናይ ህይወትካ ምቕያር እዩ። ብሕቡእ ዘይኮነስ ብግልጺ እዩ ዝፍጸም። ብገዛእ ርእስኻ ዘይኮነስ፡ በቲ ኣባኻ ዘሎ ክርስቶስ እዩ ዝፍጸም። ...
    Disponible

    11,65 €