LIBROS DEL AUTOR: netsereab azazi

1 resultados para LIBROS DEL AUTOR: netsereab azazi

  • Ona and Besik-Dira ዖናን በስክዲራን
    Netsereab Azazi
    'ዖናን በሰክዲራን ህልቒት ዓድታት ሰንሒት 1970-71'ዛንታታት ተመኩሮ ገድሊ ቅጺ 11ድሕር’ቲ ኣዛዚ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ዝነበረ ጀነራል ተሾመ እርገቱ ብ21 ሕዳር 1970 ኣብ መገዲ ኣስመራ ከረን ኣብ ባልዋ ብድብያ ተጋደልቲ ምቕታሉ፡ ክሳብ ፈለማ ለካቲት 1971፡ ኣብ ብዙሓት ዓድታት ሰንሒት ኣዝዩ ኣሰቓቒ ግፍዒ ተፈጺሙ። በቲ ብቕትለት ጀነራል ተሾመ ዝያዳ ዝተጋደደ መንግስታዊ ናይ ግፍዒ ፖሊሲ ኣብ ዖና፡ በሲኪዲራ፡ ገለብ፡ ደብረሲና፡ ሃብረንጋቓን ካልኦት ዓድታትን ብጠቕላላ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ሰለማዊ ህዝቢ ሃሊቑ። በዚ ምኽንያት’ዚ ኣብ ብዙሕ ኩርናዓት ዓለም ዝነብሩ ኤርትራውያን ኣንጻር ግ...
    Disponible

    32,01 €