LIBROS DEL AUTOR: mana bahre

1 resultados para LIBROS DEL AUTOR: mana bahre

  • ቢሮክራሲ
    Mana Bahre
    ቢሮክራሲ፡ ገዲም ምስጢራዊ ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ዝነበረ እዩ። ትሕዝቶ’ዚ መጽሓፍ ግን ልዕሊ ምግላጽ ቢሮክራሲ ይኸይድ፡ ታሪኽ ቢሮክራሲ ንብዙሕ ናይ ከተማ ቃልሲ ስለዝትንክፍ። ብዛዕባ ቢሮክራሲ ምዝራብ ማለት ዳርጋ ብዛዕባ’ቲ ካብ 1972 ክሳብ 1982 ዝነበረ ናይ ከተማ ቃልሲ ህዝባዊ ግንባር ምዝራብ ማለት’ዩ። እኳ ደኣ ናይ ከተማ ቃልሲ ብናይ ሜዳ ቃልሲ ዝጽሎን ዝምራሕን ስለዝነበረ ናይ ሜዳ ቃልሲ’ውን ከይተንከፍካ ዝሕለፍ ኣይኮነን። ነዚ ዕዮ’ዚ ክሕዞ እንከለኹ፡ ብዛዕባ ቢሮክራሲ ይኹን ቃልሲ ከተማ ዝነበረኒ ሓበሬታ ኣዝዩ ድሩት’ዩ ነይሩ። ብሓፈሻ ህዝባዊ ግንባር ጽጹይ ሓበሬታን መጽናዕትን ረ...
    Disponible

    24,65 €