LIBROS DEL AUTOR: haben tesfai

1 resultados para LIBROS DEL AUTOR: haben tesfai

  • ኣነ ከም መንግስቲ /Ane kem Mengsti/
    Haben Tesfai
    ኣነ ነዛ መጽሓፍ ክጽሕፋ ዝገደደኒ ምኽንያት፡ ሓደ ልዑል ናይ ምሕደራ ባህጊ ስለዝነበረኒ ስለዘለኒ፡ ካብ ትዕዝብተይን ፍልጠተይን ድማ ንህዝቢ ብኸምዚ ክምራሕ ኣለዎ ብዝብል ሓሳብ እዩ።እዚ ሓሳብ እዚ ድማ ብግምት ካብ ወዲ 14ተ ዓመት ከም ድሌት ይሓስቦ ነይረ፡ኣብቲ ዝነብረሉ ዓዲ ኣብ በሪኽ ጎቦታት ደይበ ነታ ዓዲ ክዕዘባ ከለኹ፡ውጥናት እናኣውጻኹ፡በዚ ክፋል ከምዚ ትገብሮ፡በዚ ክፋል ድማ ከምዚ ይኸውን እናበልኩ፡መምሕዳር እንተዝኸውን እናበልኩ ይውዕል ነይረ።ኣብዚ ሕጂ ናይ 30ሳ ዕድመ ዘለኽሉ ግን፡በቲ ኣብ ሂወተይ ዝራኣኽዎ ምሕደራ ዓለምን፡በቲ ንሂወተይ ዘምጻኣሉ ጎዳኢ ሳዕቤንን፡ከምኡ’ውን በቲ ምፍላ...
    Disponible

    34,75 €