LIBROS DEL AUTOR: girmalem tekie

1 resultados para LIBROS DEL AUTOR: girmalem tekie

  • ሳሊና-77 Salina-77
    Girmalem Tekie
    ኣብ ታሪኽ ሓርነታዊ ብረታዊ ቃልሲ ኤርትራ፡ ብህዝብን ተጋደልትን ዝተፈጸመ ድንቂ ሰብኣዊ ተመክሮታት፣ ክሳብ ሕጂ ንዕኡ ብዝበቕዕ መጽሓፍቲ ኣይተገልጸን። መጽሓፍ ’ሳሊና-77’፡ ነቲ ብዙሕ ዘይተጻሕፈሉን ዘይተነግረሉን ህዝባዊ ግንባር ባጽዕ ንምቑጽጻር ዘካየዶ ስርሒት፣ ውግእ ሰምሃርን ሳሊናን፣ ኣብ ዉልቓዊ ዝኽርታት ደራስን ብጾቱን ብምምርኳስ እትትርኽ መጽሓፍ’ያ።ዓመተ 1977፡ ሰራዊት ህዝባዊ ግንባር ካብ መድረኽ ደባይ ናብ መድረኽ ተንቀሳቓሲ ቅዲ ኲናት ዝተሰጋገረሉ እዩ ነይሩ። እቲ ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ዝተኻየደ ክልተ መሪር ውግኣት ሳሊና፡ ብሰንኪ ዋሕዲ ተምኩሮን ዓቅምን ዘጋጠሞ መኻልፍ ብኣደናቒ ሰብኣ...
    Disponible

    24,24 €