LIBROS DEL AUTOR: efrem habtetsion

2 resultados para LIBROS DEL AUTOR: efrem habtetsion

efrem habtetsion Eliminar filtro Quitar filtros
  • ሓራ ምዃን፣ ናጻ ምዃን!
    Efrem Habtetsion
    ብዙሕ እዋን ሓሲበሉ፣ እንተዀነ፡ ስለምንታይ ግጥሚ ከም ዝጽሕፍ ጌና ዓማሚ መልሲ የብለይን። ንተመኵሮይ ብዝምልከት፡ ከምቲ ዝለመድኩዎ ወይ ከምቲ ዝሰረጸኒ፡ ምስ ሓሳባት ምዕላል ስለ ዝብርሃኒ፡ ካብቲ ምስ ውሽጠይ ዘዕልሎ ካዕበት፡ ነቲ ቝንጣሮ እየ ኣብ ወረቐት ዘስፍሮ። ኣብ ውሽጠይ ለመም እናበለ ዝጓዓዝ ስምዒት ኰይኑ ንዝስምዓኒ እየ ኣብ ወረቐት ከስፍሮ ዝፍትን። እንተዀነ፡ እቲ ኣብ ውሽጠይ ዝፍጠርን እቲ ኣብ ወረቐት ዝሰፍርን ዝበዝሐ እዋን ምድራግ/ምምዕርራይ ይኣብየኒ። ዝበዝሕ ካብቲ ዝንውንው ጥዑም ዋሕዚ ሓሳባት’ሲ ኣብ ምፍልፋል እዩ ዝርከብ ’መስለኒ።ድሕሪ’ቲ ኣብ 2014 ዘሕተምኩዎ ሕሩይ ግጥሚታ...
    Disponible

    24,90 €

  • Mekete
    Efrem Habtetsion / Solomon Berhe / Yosief Hailemariam
    ኣሕተምቲ ሕድሪ፡ ነቲ ካብ ግንቦት 1998 ክሳዕ ሰነ 2000፡ ናጻ ኤርትራ ገና እግራ ከይደልደለ፡ ብረዚን መስዋእቲ ዘረጋገጸቶ ሃገራዊ ልኡላውነት ትርጉም ኣልቦ ንምግባር ዝተፈተነ ሰለስተ ገዚፍ ወራራት ስርዓት ወያነን ነዚ ወራራት’ዚ ኣብ ምፍሻል ደጊሙ ዝተመስከረ ጅግንነታዊ መኸተ ህዝቢ ኤርትራን ሓይልታት ምክልኻሉን ንምንጽብራቕ፡ እዛ “መኸተ፡ ካልኣይ ገድሊ ንምክልኻል ሃገር” ዘርእስታ ታሽዐይቲ ቅጺ “ዛንታታት ተመኲሮ ገድሊ” ናብ ኣንበብቲ ይዝርግሕ ኣሎ።  ታሪኽ ወራር ወያነ ብግዜ ሓጺር ይዅን እምበር፡ ብዙሕን ዝተሓላለኸን ፖለቲካዊ፡ ዲፕሎማሲያዊን ወተሃደራዊን ፍጻመታት ዝሓቘፈ እዩ። ብስነመጐት...
    Disponible

    40,79 €