LIBROS DEL AUTOR: daniel muzey

3 resultados para LIBROS DEL AUTOR: daniel muzey

  • መኽመስመሳይ ባርዕ
    DANIEL MUZEY / ፀጋይ / ቻርጀ ገብረሂወት
    እዛ መፅሓፍ ፖለቲካዊ ትሕዝቶኣ ክዓዝዝ ስለዝደለኹሕንቁቕ ክርዳድ' ብዝብል ኣርእስቲ እየ ጀሚረያ ፥፥ እንተኾነ ኣብ ከይዲ ብዘጋጠመና ሓደጋ ምጥፋእ ዘርእን ንዐኡ ንምምካት ዝወፈረ ንመስዋእቲ ከም ቆፀራ መርዓ ሕጉሰ ኮይኑ ዝተቐበለን ንፀሊእቲ ከም ሰጡም ማኣዶ እናሸበበ ዝቖሉ ፀማም ጅግንነት ዘርኣየና መንእሰይ ወለዶ ክስገር ስለዘይኽእል ኣርእስታ ናብ 'መኽመስመሳይ ባርዕ' ብምቕያር ቡዙሓት ንጅግንነቱን ኣጣቓላሊ ነቲ ታሪኻዊ ክስተት ዝገልፁ ግጥምታት ሒዛ ወፂኣ ኣሊ ፥፥ ንሙለእ ትሕዝቶኣ ምንዋሕን ምሕፃርን ናይቶም ግጥምታት ከይዓገተኩም ብትኹረት ደጋጊምኩም ኣንቡባዎም ኣንጉዕ ኣይስእኑሎምን ፥፥ ሰናይ ...
    Disponible

    28,63 €

  • ፍቕሪ’ቲ ደራሲ
    DANIEL MUZEY / ኣታኽልቲ ነጋ
    እዛ መፅሓፍ ከስሕቕ ኢለ ጥራሕ ኣይኮንኩን ፅሒፈያ። ንሕድሕድ ሰብ ምስ ዝፈጠሮ ፈጣሪ ዘለዎ ስውርን ዝገርም መንፈሳዊ ርክብ መሲጡኒ`ውን እየ ፅሒፈያ። ሓይሊ ጥበብ ፈጢራ ነብሲ ወከፍ ህይወትናን ዝፈጠረናን (ዋና ደራሲና) እንተሪእናላ ታሕጓሰይ ወሰን የብሉን። ዝተፈጠርኩሉ ዕላማ እየ ገይረ። ቕርፂ እቲ መፅሓፍ መድብል ሓፂር ልቢ ወለድ ክበሃል ይከኣል። ነዊሕ ልቢ ወለድ’ውን ከብሎ ዝኽእል ምትእስሳር ታሪኽ ኣለዎ። ’መስ-ሓቂታት’ ዝበልኩሉ ምኽንያት እቶም ሓፀርቲ ልቢ ወለዳት ኮሚክ (Humor) ዓይነት ስነ-ፅሑፍ ብምዃኖም እቲ ሓደ እዩ። እቲ ካልኣይ ድማ ከስሕቑ ጥራሕ ከይኮነስ መረርቲ ሓቅታት ከም መ...
    Disponible

    33,57 €

  • The Tigray I Aspire to
    Amanuel Alemayehu (Wedi Meresa) / Amanuel Alemayehu (Wedi Teresa) / DANIEL MUZEY
    The continuous sacrifices carried out by successive generations of Tigrayans have sparked a persistent inquiry within me: 'What is the purpose behind all of this?' Over the years, I have dedicated considerable time to pondering this question, yet it continues to resurface relentlessly. Why do we persist in enduring these sacrifices? What is the underlying reason? Does it stem f...
    Disponible

    28,26 €