LIBROS DEL AUTOR: asres isak

1 resultados para LIBROS DEL AUTOR: asres isak

  • መጋርያ Megarya
    Asres Isak
    ንሰላሳ ዓመታት ዝኸርተተ ብረታዊ ቓልሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብ ነፍሲ-ወከፍ ዕለት ጥራይ ዘይኰነ፡ ኣብ ነፍሲ-ወከፍ ደቒቕ’ውን፡ እጹብ ድንቂ ታሪኽ መዝጊቡ’ዩ ሓሊፉ። ዝተሰግረ ጽንኵር መድረኻት፡ ዝተኸፍለ መስዋእትን ሃልክን ሃለኽለኽን፡ ሃገራዊ ናጽነት ኣብ ምጕንጻፍ ዝተመዝገበ ዓወት፡ መወዳድርቲ ዘይብሉ ጉዕዞ ምዃኑ ብሩህ’ዩ። እዚ ጸዊኻ ዘይነጽፍ ታሪኽ’ዚ፡ 'ብሓቂ ብደቂ ሰባት ድዩ ተፈጺሙ!' ኢልካ፡ ንምእማኑ ዘጸግም ታሪኽ ብዝግባእ ተተሪኹዶ? ንዝብል ሕቶ፡ ጌና ግቡእ ምላሽ ዝረኸበ ኣይመስንን። ነፍሲ-ወከፍ ተጋዳላይ ዝፈጸሞ ማእለያ ዘይብሉ ቃልሲ ኣሎ። ይዅን’ምበር፡ ዋናታቱ 'ነጊሮምዶ?' 'ተዛሪቦም...
    Disponible

    35,81 €