LIBROS DEL AUTOR: ahferom tewelde

1 resultados para LIBROS DEL AUTOR: ahferom tewelde

  • ምሩጽ ምስላታት ኤርትራ
    Ahferom Tewelde
    ምስላ፡ ዳርጋ ኣብ ኩሉ ቋንቋታት ዓለም ከም ግምጃ ኣፋዊ ያታታትን ስነ ጽሑፍን፡ ኣብ ዘመናት ዝማዕበለን ዝተዘውተረን ኣገዳሲ ባህላዊ ውርሻ ስለ ዝኾነ፡ ከም ላቔባ ብወዝቢ ዝመጽእ ክኸውን ኣይክእልን እዩ። ምስላ፡ ሰብኣዊ ቋንቋታት ብባህሪኡ ከም ስውያን ባህላዊ ውርሻን ዘማዕብሎን ልዑል ክብሪ ሂቡ ዘዘውትሮን ስለ ዝኾነ ከኣ፡ ዘይንጸል ህያው ኣካል ባህልን ብህለትን ምዃኑ የረጋግጽ። ኣብ ኩሉ ቋንቋታት፡ ምስላ ከም ባህላዊ ብሂል መሰረታዊ ተመሳሳልነት ስለ ዘለዎ፡ ካብ ቋንቋ ናብ ቋንቋ ንታሪኽን ባህልን ኣከባብን ዘንጸባርቕ ናይ ኣቀራርባን ተምሳሌትን ፍልልያት’ኳ እንተለዎ፡ በበይኑ ልብሲ ተኸዲኑ ሓባራዊ...
    Disponible

    30,89 €